ጓል መጋቢት (Gual Megabit)

Original price was: $5.00.Current price is: $1.00.

Gual Megabit is a powerful record of truth, history, and personal growth written by Jimi Ahmed (Rocket). An unforgettable story of resilience, bonding, and finding fulfillment through life’s deepest trials Buy on Amazon  

Category:

⚡ ናይቲ መጽሓፍ ሓበሬታን ዝርዝርን (BOOK SPECS)
መለለዪ ቑጽሪ (SKU) BK-FIC-978123-01
ሽም መጽሓፍ ጓል መጋቢት (Gual Megabit)
ደራሲ ጂሚ ኣሕመድ – ሮኬት (Jimi Ahmed)
ብዝሒ ገጻት 250 ገጻት
ዓይነት መጽሓፍ ሓቀኛ ታሪኽ / ትንታነ / ፍቕርን ምስጢርን
ቅርጺ (Format) ቀዳማይ ሕትመት (ወረቐትን ዲጂታል ኢ-ቡክን)
ቋንቋ ትግርኛ

📖 ሕጽር ዝበለ መእተዊ መጽሓፍ

“ህይወትካ ንሕልናኻ ከይኣማኸረት፣ ብሓንቲ ንእሽቶ ምንቅስቓስ ኣጻብዕትካ ጥራይ ክትቀያየር ትኽእል እያ…”

‘ጓል መጋቢት’ ብደራሲ ጂሚ ኣሕመድ (ሮኬት) ዝተጻሕፈት፣ ብሓቀኛ ፍጻመታት ዝተሰነደት ማራኺትን ዘሰንብድን መጽሓፍ እያ። ካብ ዓዲ ቐይሕ፣ ጾሮናን ምስራርን (ኤርትራ) ጀሚሩ፣ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሱዳን፣ ስዊዘርላንድን ኣመሪካን (ሲያትል) ዝዝርጋሕ ናይ 250 ገጻት ፍቕሪ፣ ጥልመት፣ ምስጢርን ጽንዓትን ዝሓዘለ ዓቢ ታሪኽ እዩ።

ብዛዕባ እዚ 🎬 ምሉእ ታሪኽን ዝርዝርን ንምንባብ፡

ኣብዚ ጠውቑ።

ወይ ድማ 📖 ቀዳማይ ምዕራፍ ንምርኣይ፡

ኣብዚ ጠውቑ።

1 review for ጓል መጋቢት (Gual Megabit)

  1. authorjamieahmed@gmail.com (verified owner) –

    jamie

Add a review

Your email address will not be published. Required fields are marked *