| ⚡ ናይቲ መጽሓፍ ሓበሬታን ዝርዝርን (BOOK SPECS) | |
|---|---|
| መለለዪ ቑጽሪ (SKU) | BK-FIC-978123-01 |
| ሽም መጽሓፍ | ጓል መጋቢት (Gual Megabit) |
| ደራሲ | ጂሚ ኣሕመድ – ሮኬት (Jimi Ahmed) |
| ብዝሒ ገጻት | 250 ገጻት |
| ዓይነት መጽሓፍ | ሓቀኛ ታሪኽ / ትንታነ / ፍቕርን ምስጢርን |
| ቅርጺ (Format) | ቀዳማይ ሕትመት (ወረቐትን ዲጂታል ኢ-ቡክን) |
| ቋንቋ | ትግርኛ |
📖 ሕጽር ዝበለ መእተዊ መጽሓፍ
“ህይወትካ ንሕልናኻ ከይኣማኸረት፣ ብሓንቲ ንእሽቶ ምንቅስቓስ ኣጻብዕትካ ጥራይ ክትቀያየር ትኽእል እያ…”
‘ጓል መጋቢት’ ብደራሲ ጂሚ ኣሕመድ (ሮኬት) ዝተጻሕፈት፣ ብሓቀኛ ፍጻመታት ዝተሰነደት ማራኺትን ዘሰንብድን መጽሓፍ እያ። ካብ ዓዲ ቐይሕ፣ ጾሮናን ምስራርን (ኤርትራ) ጀሚሩ፣ ክሳብ ኣዲስ ኣበባ፣ ሱዳን፣ ስዊዘርላንድን ኣመሪካን (ሲያትል) ዝዝርጋሕ ናይ 250 ገጻት ፍቕሪ፣ ጥልመት፣ ምስጢርን ጽንዓትን ዝሓዘለ ዓቢ ታሪኽ እዩ።

authorjamieahmed@gmail.com (verified owner) –
jamie